መዋእለ/ኣጸደ-ህጻናት (Kindergarten) - ትግርኛ (Tigrinya)

ደቅና ዓብዪ ትምኒት ምእንቲ ክህልዎም ብሉጽ ጅመራ ህይወት የድልዮም እዩ። ስለዚ ኸኣ እዩ መንግስቲ ቪክቶርያ ኸምዚ ዝስዕብ ዝገብር ዘሎ፦

  • ካብ 2023 ጀሚሩ ኣብ ምሉእ እታ ግዝኣት ናይ ሰለስተን ኣርባዕተን ዓመት ቆልዑ ኣጸደ-ህጻናት ናጻ ምግባር
  • ንኹሎም ኣርባዕተ ዓመት ዝዕድሚኦም ቆልዑ ኣድማሳዊ ናይ ቅድመ-ምድላው ትምህርቲ ኣብቲ ሓድሽ ዓመት ምሃብ
  • ኣብቲ ዝስዕብ ዓሰርተ ዓመት፣ 50 ናይ መንግስቲ ማእከላት ክንክን ህጻናት ምስራት።

እዚ ኣብ ርእሲ እቲ ምቕጻል ናይ ደቂ ሰለስተ ዓመት ቆልዑ ኣጸደ-ህጻናት ኢዩ።

እዘን ገፃት እዚአን ኣብቲ ናይ ቋንቋ ገፃት ዘሎ ናይ እንግሊዝኛ ሕታም ዝሓዞ ትሕዝቶ የቕርባ።

Updated