ደቅና ዓብዪ ትምኒት ምእንቲ ክህልዎም ብሉጽ ጅመራ ህይወት የድልዮም እዩ። ስለዚ ኸኣ እዩ መንግስቲ ቪክቶርያ ኸምዚ ዝስዕብ ዝገብር ዘሎ፦
- ካብ 2023 ጀሚሩ ኣብ ምሉእ እታ ግዝኣት ናይ ሰለስተን ኣርባዕተን ዓመት ቆልዑ ኣጸደ-ህጻናት ናጻ ምግባር
- ንኹሎም ኣርባዕተ ዓመት ዝዕድሚኦም ቆልዑ ኣድማሳዊ ናይ ቅድመ-ምድላው ትምህርቲ ኣብቲ ሓድሽ ዓመት ምሃብ
- ኣብቲ ዝስዕብ ዓሰርተ ዓመት፣ 50 ናይ መንግስቲ ማእከላት ክንክን ህጻናት ምስራት።
እዚ ኣብ ርእሲ እቲ ምቕጻል ናይ ደቂ ሰለስተ ዓመት ቆልዑ ኣጸደ-ህጻናት ኢዩ።
እዘን ገፃት እዚአን ኣብቲ ናይ ቋንቋ ገፃት ዘሎ ናይ እንግሊዝኛ ሕታም ዝሓዞ ትሕዝቶ የቕርባ።
Reviewed 22 September 2023